|
|||||
|
Thursday, June 29
by
Yoel Alem
on Thu 29 Jun 2006 07:54 PM SAST
ንሓላፊ ምእዙዝ ይኹን ኣይኩን ብዘየገድስ፡ ኦቴሎ ሓደ ርእሱ ዝኸኣለ ሓይልን ስልጣንን ዘለዎ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣካል ናይ ሕብረተሰቡ ከም ዝዀነ ክሕብርዎ ይግባእ። ኦቴሎ ባዕሉ ብዝወስዶም ስጉምታትን፡ ብዝገብሮም ንጥፈታትን፡ ንኩነታት ቤተሰቡን ህዝቡን ወይ የጋድዶ ወይ ከኣ የምሓይሾ። more »
Sunday, June 25
Tuesday, June 20
Monday, June 19
by
Dawit
on Mon 19 Jun 2006 04:13 PM SAST
I have never been able to think of the day as one of mourning; I have never quite been able to feel that half-masted flags were appropriate on Decoration Day. I have rather felt that the flag should be at the peak, because those whose dying we commemorate rejoiced in ... more » Wednesday, June 7
by
Webmaster01
on Wed 07 Jun 2006 11:58 AM SAST
ሓድነት ህዝብን ኤርትራዊ ግዝኣተ-መሬትን ክወሓስ ዝኽእል ቅድም መሰረታዊ ክብሪን ናጽነትን ኤርትራዊ ዜጋ እንተ ተኸቢሩን፡ ኣብ መንጎና ድማ ሓድ ሕድ ናይ ምክብባር፣ ናይ ዝምድናን ሕውነትን ምርድዳእን መንፈስ ምስዝዓዝዝ ምዃኑ ክንርዳእ ንኽእል። እዚ ምስ ዘይከውን ግን ሓድነታዊ ሓይልና ኣብ ምልክት ሕቶ ይኣትውን፡ ህላዌና ከም ህዝብን ሃገርን ድማ ኣብ ሓደጋ ይወድቅ። ስለዚ ምሕንጻጽን ዘይምሕንጻጽን ዶብ ንመንነትና፣ ቅንዕናና፣ ሕጋውነትና፣ ሓድነትናን ሓይልናን ክውን ወይ ፍሩስ ክገብሮ ፍጽም ኣይክእልን። በንጻሩ እኳ ደኣ መሰረታዊ ክብርናን ናጽነትናን ኣብ ሓደጋ እንተ ወዲቖም፡ ሓድነታዊ ሓይልናን ህላወናን መንነትናን ከም ሃገርን ህዝብን ኣብ ምልክት ሕቶ ይኣትዉ ማለት እዩ። more »
Sunday, June 4
by
Webmaster01
on Sun 04 Jun 2006 09:57 AM SAST
ብመገዲ ህዝባዊ ምንቕቓሕ፡ ጥብቅናን፡ ትምህርታዊ ጎስጓሳትን ጌርካ ነቶም ኣብ ኣገደስቲ ኣህጉራዊ ሰነዳት ዝጸደቑ ኣምራት ሰብኣዊ መሰላትን ዲሞክራስያዊ መትከላትን ኣብ ዜጋታት ንምስራጽ ኮይኑ፡ ዕላማኡ ከኣ ኣብ ኤርትራ ንመሰረታዊ ናጽነቱን መሰላቱን ብብቕዓት ዝዕቕብን ዝከላኸልን፡ ንቑሕን ሓያልን ሕብረተሰብ ብምህናጽ፡ ኩሉ ዜጋ ከኣ ብሰላም፡ ብኽብርን ብብልጽግናን ንኽነብር ምጽዓር እዩ። more »
Saturday, June 3
by
Webmaster01
on Sat 03 Jun 2006 07:53 PM SAST
እቲ ዝበለጸን ውሕሉልን ኣገባብ ኣብ ሓንቲ ሃገር ቁጠባዊ ምዕባለ ክረጋገጽ ዝኽእል ከኣ፡ ህዝቢ ናይ ገዛእ-ርእሱ ምዕባለ ከመሓድር ሓላፍነትን ናጽነትን ምስ ዝህልዎ ይኸውን። more »
|
Search
Month Archive
Recent Photos
|
||||