“ንዕቐትን ምንሻውን ቀንዲ ኣጽዋር ናይ ድኹማትን መከላኸሊ ኣንጻር ናይ ሓደ ድኹም ንቕሓትን ዘይተደልዩ ስምዒታት እዩ።” ኣሊስ ሚለር

ንሕና ኤርትራውያን ብተፈጥሮና ኣዚና ልኡማት ስለዝኾንና ነቲ ካብ ፈጣሪ ዝተዋሃበና ሓሳብካ ብናጻ ናይ ምግላጽ መሰል መብዛሕትኡ ግዜ ክንጥቀመሉ ኣይንርአይን። ከም ሓደ ናጻ ህዝቢ፡ ኤርትራውያን መንግስትና ዝኽተሎ ዘሎ ዘይዲሞክራሲያውን ጸቓጢ ኣካይዳ እቲ ጸቓጢ ባህሊ ...   more »