View Article  ስጋብ መዓስ ኢና ንመንግስትናን መራሕትናን ጥራሕ ንነቕፍ?

“ንዕቐትን ምንሻውን ቀንዲ ኣጽዋር ናይ ድኹማትን መከላኸሊ ኣንጻር ናይ ሓደ ድኹም ንቕሓትን ዘይተደልዩ ስምዒታት እዩ።” ኣሊስ ሚለር

ንሕና ኤርትራውያን ብተፈጥሮና ኣዚና ልኡማት ስለዝኾንና ነቲ ካብ ፈጣሪ ዝተዋሃበና ሓሳብካ ብናጻ ናይ ምግላጽ መሰል መብዛሕትኡ ግዜ ክንጥቀመሉ ኣይንርአይን። ከም ሓደ ናጻ ህዝቢ፡ ኤርትራውያን መንግስትና ዝኽተሎ ዘሎ ዘይዲሞክራሲያውን ጸቓጢ ኣካይዳ እቲ ጸቓጢ ባህሊ ...   more »

View Article  Waging Nonviolent Struggle under Fear and Repression:General Lessons and the Case of Eritrea
A discussion paper presented to the sixth CIVICUS World Assembly 21-25 June 2006, Glasgow, Scotland. Prepared by: the Eritrean Movement for Democracy and Human Rights - EMDHR. Presented by: Daniel R Mekonnen.   more »
View Article  ኦቴሎ
ንሓላፊ ምእዙዝ ይኹን ኣይኩን ብዘየገድስ፡ ኦቴሎ ሓደ ርእሱ ዝኸኣለ ሓይልን ስልጣንን ዘለዎ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣካል ናይ ሕብረተሰቡ ከም ዝዀነ ክሕብርዎ ይግባእ። ኦቴሎ ባዕሉ ብዝወስዶም ስጉምታትን፡ ብዝገብሮም ንጥፈታትን፡ ንኩነታት ቤተሰቡን ህዝቡን ወይ የጋድዶ ወይ ከኣ የምሓይሾ።   more »
View Article  ሓጺር ዛንታ ኣበጋግሳን ዕላማ ተቓውሞ ሶዌቶ (Soweto Uprising)

መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ተቓውሞ ሶዌቶ (Soweto Uprising) ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንደቡብ ኣፍሪቃውያን ከም ሓደ ዓቢ ነጥበ መቐይሮን፡ ቓልሶም ከም ባርዕ ብምንቷግ ኣሃዱ ኢሎም ዝፈለሙላ ዓባይ ታሪኻዊት ዕለት እያ። ኣብ መፈለምታ ናይ’ዚ ኣብያታት፡ ተመሃሮ ኣብ ወሰናስን ከተማ ጆሃንስበርግ ብምውጻእ ንደረጃ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝምልከት ተቓውሞኦም ዘስምዑሉ ግዜ እዩ ኔሩ።

እዚ ዝኾነሉ ...   more »

View Article  Martyr’s Day: A Day for advocating human democratic rights and fulfilling martyr’s pledge

I have never been able to think of the day as one of mourning; I have never quite been able to feel that half-masted flags were appropriate on Decoration Day.  I have rather felt that the flag should be at the peak, because those whose dying we commemorate rejoiced in ...   more »