EMDHR conducted a successful and colorful conference

 

ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ)፡ መትከላት ዘይጎንጻዊ ቃልሲ ዝትሕዝቶኣ፡ “ብድሆ ኣንጻር ኣተሓሳስባና” ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ብኽብ ዝበለ ድምቀት ንህዝቢ ዘርጊሑ፡፡ ሰንበት 23 ሓምለ 2006 ኣብ ታሪክ ሲቪካውያን ማሕበራት፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ታሪክ ኤምዲሰመ ንዘመናት እትዝከር ፍልይቲ ማዓልቲ እያ። እዛ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለምን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ዝነብሩ ግዱሳት ኤርትራዊያን ዘሳተፈት፡ ሓደ ዓመት ዝወሰደት መምሃሪት መጽሓፍ (ማንዋል) ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ....    more »